Welcome
Login / Register
Featured
Loading...

Ethiopian Music: Mulubrhan Fiseha (Wari-Wedizom) ዋሪ ወዲ'ዞም (መተዓዛዘቢ) - New Ethiopian Music 2018.

315 Views

Ethiopian Music : Mulubrhan Fiseha (Wari-Wedizom) ዋሪ ወዲ'ዞም (መተዓዛዘቢ) - New Ethiopian Music 2018(Official Video)
 
መተዓዛዘቢ እምበር መኪና ዶ ብዘይ ሹፌር ትዝወር መተዓዛዘቢ እምበር መኪና ዶ ብዘይ ሞተር ትዝወር መተዓዛዘቢ እምበር መኪና ዶ ብዘይ ህዝቢ ትዝወር ሕጊ ዘኽብር ህዝቢ እምበር መስዋእቲ ዝፈርሕ የብልናን ኣሽንኳይ ዶ ሎሚ ብዙሓት ብውሑድና እኳ ኣይረብረብናን ብመንነቱ ዘይደራደር ብመዓር ኣፎም ዘይደናገር ለባም እዩ ህዝበይ ሰላም ዝደሊ እኽልን ክርዳድን ሪኡ ዘለሊ ዘይተደሃሊ ትግራዋይ ዝፀልእ ተሎ ልቢ ግበርየ በሎ ልቢ ግበርየ ሓው ዝፀልእ ተሎ ዓላ ግበርየ በሎ ዓላ ግበርየ መተዓዛዘቢ እምበር መኪና ዶ ብዘይ ሹፌር ትዝወር መተዓዛዘቢ እምበር መኪና ዶ ብዘይ ሞተር ትዝወር መተዓዛዘቢ እምበር መኪና ዶ ብዘይ ህዝቢ ትዝወር ብዘይ ሹፌር ትዝወር? ብዘይ ሞተር ትዝወር? ብዘይ ህዝቢ ትዝወር? ትግራይ ዓደይ መለይ ኣለኹልኪ ባዕለይ ትግራይ ዓይኒ ቃላይ ኣዶ ተጋዳላይ ደቂ ዕጡቕ ሰንበት ሓደ ሰብና ክንዲ ሽሕ ይግመት ንክብሪ ባንዴራ ዘይንሕለል ዓሰርተ ሻዕ ንሞት ሰተት ኢልና ድሕሪ ሞት ንዕወት ደቂ ዕጡቕ ሰንበት ሓደ ሰብና ክንዲ ሽሕ ይግመት ንክብሪ እዛ ሃገር ዘይንሕለል ዓሰርተ ሻዕ ንሞት ሰተት ኢልና ድሕሪ ሞት ንዕወት/ከም ኣመልና ንጭብጦ ዓወት ትግራይ ዓደይ መለይ ኣለኹልኪ ባዕለይ ትግራይ ዓይኒ ቃላይ ኣዶ ተጋዳላይ  

Thanks! Share it with your friends!

URL

You disliked this video. Thanks for the feedback!

Sorry, only registred users can create playlists.
URL


Related

Popular

Post your comment

Comments

Be the first to comment