Welcome
Login / Register
Featured
Loading...

It’s Time: Ambassador Tirfu Kidanemariam - SBS Amharic

388 Views

ሙሉእ ድጋፍ ክንህቦ
ኣለና !!
****&****
ኣቢይ ንዝገብሮም ዘሎ ለውጢታት ሙሉእ ድጋፍ ክንህቦ ኣለና። ምብራቅ ኣፍሪካ ሓንቲ ንኽገብራ እዩ ዝፅዕር ዘሎ።

ወ/ሮ ትርፉ ኪዳነማርያም
( ኣምባሳደር ኢትዮጽያ ኣብ ኣውስትራልያ)
~ ~ ~ ~ ~
ዛሰበይቲ'ዚኣ ጥዕና ዶ ኣለዋ ንምኻኑ ? ቅድሚ ክልተ ዓመት 11 ሺሕ ተጋሩ ካብ ጎንደር እንትፈናቀሉ "ናይ ተጋሩ ፀቢብነት ዘምፀኦ ጣጣ እዩ" በለት። ሕዚ ድማ ካሊእ ዓጀውጀው።
~ ~ ~ ~ ~
ወ/ሮ ትርፉ፣ ርግእ እንዶ ይበላ! እቲ ኣምባሳደርነት እኮ ማንም ዝምንጥለን የለን። ተገደደ'ውን ኣፍቲ ዘለኽንኦ "አሳይለም" ምሕታት እዩ። ትግራይ ክተማሓድራ ዘይካኣልክንስ ብዛዕባ ቀርኒ ኣፍሪካ . . .ሀ
(ዳዊት ከበደ )
~ ~ ~ ~ ~
ወይዘሮ ትርፉ ቕድሚ ሎሚ መለስ እንታይ በለ ኣነ ንሱ ዝበላ ቓለይ ንሱ ዝወሰና ውሳነይ ብምባልየን ዝፍለጣ ኣብዘይነበራሉ ኣኼባ ወ/ሮ "መለስ እንታይ በለ" ተባሂለውን ይጽወዓ ነይረን፡፡

ሎሚ ድማ ኣብዘየለዋሉ ዋኒን እዚ ስብኣይ እንታይ በለ ቃሉ ቃለይ እዩ ይብላናለዋ፡፡ እንታይ ዓይነት ሕማምዩዚ፡፡ ነዚ ኣልዚ ዘሕድግ መድሓኒት እትፈልጡ በይዛኹም ሃቡልናሞ ካብ ሃተውተው ኣዕርፉልና፡፡
( ኣለሙ ክሕሸን)
~ ~ ~ ~ ~
በአውስትራልያ የኢትዮጵያ አማባሳደር የሆኑት ወ/ሮ ትርፉ ኪዳነማርያም "የአቶ አባይ ወልዱ ባለቤት" ይናገራሉ።
~ ~ ~ ~ ~
አሁን በ3 ወር ያየነው ለውጥ ትልቅ ነው ህዝቡ ሲያነሳቸው የነበሩ ፖለቲኻዊ ጥያቄዎች መልስ እየሰጠ ነው።
~ ~ ~ ~ ~
ለውጡ በትግራይም ውስጥ ይመጣል። ለውጡ በህወሓት ውስጥም ይመጣል። የትግራይ ህዝብ እየተናገረ ነው ለውጥ ያስፈልጋል። ድርጅቱም (ህወሓት) ይህን ተገንዝቦ ለውጥ ያደርጋል የሚል እምነት ነው ያለው። እጁን መሰብሰብ ያለበት ሀይልም እጁን እንዲሰበስብ ይደረጋል የሚል እምነት ነው ያለኝ።
~ ~ ~ ~ ~
አብይ ምስራቅ አፍሪካን አንድ ለማድረግ ነው እየሰራ ያለው ልንደግፈው ይገባል ። ይሄ መልካም ነገር ነ

Thanks! Share it with your friends!

URL

You disliked this video. Thanks for the feedback!

Sorry, only registred users can create playlists.
URL


Related

Popular

Post your comment

Comments

Be the first to comment